SKU 11 Category

ግህሰት (Gihset)

235,00 kr

Availability: In stock

Description

ግህሰት

ብዳዊት እስጢፋኖስ

ቍ. ገጽ 175

ግህሰት፡ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ግዜ ኲናት 2021-2022 ዝተፈጸመ ዓመጽ ዝገልጽ ሰነድ እዩ። እቶም ቀንዲ ኣካላት’ቲ ግጭት ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ክዀኑ እንከለዉ፡ መንግስቲ ኤርትራ’ውን ኣብ’ቲ ኲናት ጣልቃ ኣትዩ ነይሩ። ጸሓፊ’ዛ መጽሓፍ፡ ኣብቲ ኲናት ብወተሃደራት ኤርትራ ዝፈጸምዎ ዓመጽ ከም ዝሰነደ ይገልጽ።

Related Product

Scroll to Top