SKU
978-91-985660-0-0
Category ሓጺር ዛንታ
Tags ሓጸርቲ ዛንታታት, ማእሰርቲ, ስደት ኤርትራውያን, ሽሻይ ገብረሃንስ, ኤርትራ, ኤርትራውያን ኣብ ሰሃራ, ኤውሮጳ, እስራኤል, ዝጠመመ መትሎ
ዝጠመመ መትሎ (Zitememe Metlo)
ዝጠመመ መትሎ
ሓጸርቲ ዛንታታት ብሽሻይ ገብረሃንስ
ዝጠመመ መትሎ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ጐረባብቲ ሃገራት፡ ምድረበዳ ሰሃራ፡ እስራኤልን ኤውሮጳን ዝፍጻመኦም ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ እያ። እዞም ደርዘን ዝቝጽሮም ዛንታታት፡ ንህልው ኵነታት ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ስደት ሃገራት፡ ብስነ-ጥበባዊ መንገዲ ሰኒዶም ይርከቡ።
235,00 kr
Description
ዝጠመመ መትሎ
ሓጸርቲ ዛንታታት ብሽሻይ ገብረሃንስ
ዝጠመመ መትሎ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ጐረባብቲ ሃገራት፡ ምድረበዳ ሰሃራ፡ እስራኤልን ኤውሮጳን ዝፍጻመኦም ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ እያ። እዞም ደርዘን ዝቝጽሮም ዛንታታት፡ ንህልው ኵነታት ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ስደት ሃገራት፡ ብስነ-ጥበባዊ መንገዲ ሰኒዶም ይርከቡ። ጠመተ ደራሲ ኣብ ውሱናት ፍጻሜታት ብምትኳር ዓማሚ ዝዀነ ስራሕ ቀሪቡ ይርከብ።
ንሽሻይ ገብረሃንስ፡ ዝጠመመ መትሎ ካልኣይቲ ናይ እኩብ ሓጺር ዛንታ መጽሓፉ እያ። ሽሻይ፡ ንሓያሎ ዓመታት ምስ ራድዮ ሳዋን ራድዮ ኤረናን ዝሰረሐን ዝሰርሕ ዘሎን ጋዜጠኛ ኰይን፡ ካብ’ቶም ኣብ ሃገራት ስደት ዝዓንበቡ ኤርትራውያን ደረስቲ እዩ።
Related Product
Related products
-
ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / Vindens dom: den stora ormen och bonden (ትግርኛ-ሽወደንኛ)
240,00 kr Add to cartRated 0 out of 5