SKU 978-3-911177-01-6 Category

ዘየባትኽ ሕልሚ (Zeyebatkh Hilmi)

250,00 kr

Availability: In stock

Description

ዘየባትኽ ሕልሚ

ብገዛሀኝ ገብረስላሴ ስንቱራ

ቍ. ገጽ 400

ኣብ ኢትዮጵያ ዝዓበየ ግን ከኣ ኤርትራዊ መበቈል ዘለዎ ስነ-ጥበባዊ ገዛሀኝ፡ ኣብ 1998 ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ኲናት ምስ ተላዕለ ናብ ኤርትራ ተሰጒጉ። ኣብ ኤርትራ ስድራቤት ኣብ ርእሲ ዘይምንባሮም፡ ብዓልቲ ቤቱን ስድርኡን’ውን ኣብ ኢትዮጵያ’ዮም ነይሮም። ኣብታ ሓዳስ ሃገር፡ ኣብ ገለ እዋን’ውን ግዳም-ሓደር ብምዃኑ ቃልሲ ዝመልኦ ህይወት የሕልፍ። ኣብቲ ምሩርን ግዱድን ሃገራዊ ኣገልግሎት ተመዲቡ፡ ብህይወት ክነብር ድዩ ኣይክነበርን’ዩ እቲ ሕቶ።

Related Product

Scroll to Top