SKU 978-82-93929-00-0 Category

ታሪኽ ህይወት ተጋ/ እድሪስ መሓመድ ኣደም (Idris Mohammed Adem)

እቲ ናይ ብዙሓት ልሉያት ኤርትራውያን ታሪኽ ህይወት ዝጸሓፈ እመነቱ ተስፋይ፡ ሕጂ’ውን ናይ ተጋ/ እድሪስ መሓመድ ኣደም ታሪኽ ህይወት ቀሪቡልና ኣሎ። ሸኽ እድሪስ መሓመድ ኣደም፡ ኣብ መፋርቕ ሓምሳታት ፕረሲደንት ባይቶ ኤርትራ ዝነበረን፡ ከምኡ’ውን ቀዳማይ መራሒ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ን15 ዓመታት ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብኣቦ መንበርነት ዝመርሐን ገዲም ተቓላሳይ’ዩ ነይሩ።

300,00 kr

Availability: In stock

Description

ታሪኽ ህይወት ተጋ/ እድሪስ መሓመድ ኣደም

ብእምነቱ ተስፋይ

ቍ. ገጽ 274

እቲ ናይ ብዙሓት ልሉያት ኤርትራውያን ታሪኽ ህይወት ዝጸሓፈ እመነቱ ተስፋይ፡ ሕጂ’ውን ናይ ተጋ/ እድሪስ መሓመድ ኣደም ታሪኽ ህይወት ቀሪቡልና ኣሎ። ሸኽ እድሪስ መሓመድ ኣደም፡ ኣብ መፋርቕ ሓምሳታት ፕረሲደንት ባይቶ ኤርትራ ዝነበረን፡ ከምኡ’ውን ቀዳማይ መራሒ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ን15 ዓመታት ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብኣቦ መንበርነት ዝመርሐን ገዲም ተቓላሳይ’ዩ ነይሩ።

ካብ መደረ ተጋ/ እድሪስ መሓመድ ኣደም ዝተቘንጨለ፤ “ብዘይካ ዕጥቃዊ ቃልሲ ካልእ ምርጫ የለን፣ ስለዚ ግንባር ንምምስራት ክንሰርሕ ኣሎና። ልክዕ’ዩ ዓቕምታት ይሓጽረና እዩ። ናይ ግድን ግን ተስፋ ክህልወና ኣለዎ። ዋላ’ኳ ዕጥቃዊ ቃልሲ ብርቱዕ እንተኾነን ዝሕግዘናን ዝፈልጠናን እንተ ዘይብልናን ናይ ግድን ግን ክንእውጆ ኣሎናን።”

Related Product

Scroll to Top