Category

ስሓ ውሽጢ (Seha Wishti)

235,00 kr

Availability: In stock

Description

ስሓ ውሽጢ

ብኣማኑኤል ወልደሚካኤል

ቍ. ገጽ 257

እቶም ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጽኡ መጻምድቲ፡ ኣብ ፍቕራዊ ዝምድናኦም ዓቢ ዕንቅፋት የጋጥሞም። እቲ ወዲ ካብ ኤርትራ፡ እታ ጓል ድማ ካብ ኢትዮጵያ ብምዃኖም፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ኣብ መንጎ ሃገራቶም ዘሎ ታሪኻውን ፖለቲካውን ቅርሕንቲ፡ ስድራቤታቶም’ውን ንዝፈጥሩሎም ዝዓበየ ብድሆኦ ፊት-ንፊት ይገጥሙ።

Related Product

Scroll to Top