SKU 979-888992361-9 Category

ሕርይቲ፤ ጭውይቲ ሲናይ (Hiryti Chiwyti Sinai)

235,00 kr

Availability: In stock

Description

ሕርይቲ፤ ጭውይቲ ሲናይ

ብገብሩ ክብረኣብ

ቍ. ገጽ 136

ሕርይቲ፡ ኣብ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ዝተጨውየት ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት እያ። ብበደዊን ናብ ምድረበዳ ሲናይ ተወሲዳ። ነፍሰጾር ኣብ ርእሲ ምንባራ፡ ንኣሰቃቂ ኣገባብ ኣተሓሕዛ ተቓሊዓ። ኣብ ጭውያ እንከላ ቈልዓ ወሊዳ ገንዛብ ክሳዕ ዝኽፈለላ ድማ፡ ንኽልተ ዓመታት ኣብ ጭዋያ ጸኒሓ። እቲ ሓቀኛ ዛንታ፡ ናይ’ታ ብዙሕ ዝሓለፈትን ሕጂ ኣብ ካናዳ እትነብርን ሕርይቲ እዩ።

Related Product

Scroll to Top