ህያው ምስክር (Hiyaw Misikir)

235,00 kr

Availability: In stock

Description

ህያው ምስክር

ብእዮብ ፍስሓጽዮን

ቍ. ገጽ 175

እዮብ ኣብ መጀመርታ 2000ት፡ ክገጥሞ ንዝኽእል ተነጽሎ ከይፈረሐ ንፈለማ ናብ ህዝቢ ዝተቓልዐ ብኤችኣይቪ ቫይረስ ዝተለኽፈ ኤርትራዊ እዩ። ብግልጽን ብትብዓትን ብዛዕባ ኵነታቱ ንህዝቢ ብፍላይ ድማ ንመንእሰያት ኣባላት ሰራዊትን ብኸመይ ካብ’ቲ ቫይረስ ከም ዝከላኸል ጐስጓስ ኣካይዱ። ልዕሊ ኩሉ ድማ፡ ከም ዓምደኛ ጋዜጣ “ሓዳስ ኤርትራ” ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ዝኣክል ብዛዕባ ኤችኣይቪ ጠቀጽ ጽሑፋት ጽሒፉ። እዛ መጽሓፍ እዚኣ፡ ተሳካሚ’ቲ ቫይርስ ኰይኑ ንልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዓመታት ብህይወት ዝጸንሓሉ ጕዕዞ ተዘንቱ።

Related Product

Scroll to Top