“ኢንሳይክሎፐድያ ኤርትራና ቅጺ-2 (ENCYCLOPEDIA ERITREANA Vol. 2)” has been added to your cart. View cart
Description
ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን፡ ፍርያቱ ኣብ ታሪኽን ባህልን ኤርትራ
ደራሲ፡ ቴድሮስ ምሕረቱ
ገጻት መጽሓፍ፡ 172
እዛ ስራሕ ንኣበርክቶ ዮሃንስ ኮልሞዲን ኣብ ምእካብ ኣፋዊ ያታ ትግርኛ ኣብ ኤርትራ ኣብ መጀመርያ 20 ክ/ዘ ትድህስስ። ደራሲ’ዛ መጽሓፍ፡ ኣብ ናይ ኮልሞዲን ስራሓት ተመርኲሱ መጽናዕቲ ንምክያድን ገለ ሓቅታት ንምርግጋጽን ናብ’ቶም ኮልሞዲን ምስ ብጾቱ ዝነበሩሎምን ዕዮታቶም ዝሰላስሉሎምን ቦታታት በጺሑ። ካልኣይ ክፋል እዛ መጽሓፍ፡ ኮልሞዲን ዝኣከቦም ግን ቅድሚ ሕጂ ዘይተሓትሙ ስራሓት ኣጠቓሊሉ ይርከብ።