SKU
978-3-911177-09-2
Category ናይ ቈልዑ መጽሓፍ
ህያብ ንቘልዑ (Hiyab Niqweliu)
235,00 kr
Availability: In stock
Description
ህያብ ንቘልዑ
ብደሳለ በረኸት
ቍ. ገጽ 95
እዛ ብደሳለ በረኸት እተደርሰት ካልኣይቲ ክፋል ናይ “ወርሻ ቈልዑ” እትብል መጽሓፉ ኰይና፡ 12 ዛንታታትን ጽንጽዋይን ዝሓዘት ናይ ቈልዑ መጽሓፍ እያ። ብሕብራዊ ኣሳእል ዝወቀበትን ኣብ ነፍስ-ወከፍ ምዕርፋ ድማ፡ መለማመዲ ዘሎዉዋን እያ። እዛ መጽሓፍ ቈልዑ ባህሎም ቋንቋኦም ኣብ ምፍላጥ እትሕግዝ ኰይና’ውን’ያ ተዳልያ ዘላ።
Related Product
Related products
-
ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / Vindens dom: den stora ormen och bonden (ትግርኛ-ሽወደንኛ)
240,00 kr Add to cartRated 0 out of 5 -
ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / Vindens dom: den store slangen og bonden (ትግርኛ-ቋንቋ ኖርወይ)
240,00 kr Add to cartRated 0 out of 5