SKU
978-91-985660-5-5
Category ናይ ቈልዑ መጽሓፍ
Tags Children's book, English, Eritrea, Ermias Ekube, Nazareth Amlesom Kifle, The Judgment of the Wind: The Great Snake and the Farmer, Tigrinya, ትግርኛ, ናዝሬት ኣምለሶም ክፍለ, ናይ ቈልዑ መጽሓፍ, ኤርምያስ ዑቕበ, ኤርትራ, ፍርዲ ንፋስ, ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን
ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / The Judgment of the Wind: The Great Snake and the Farmer (ትግርኛ-እንግሊዝኛ)
ኣብ ኣፈ-ታሪኽ ትግርኛ ተመርኲሳ ብፈጠራ እትትረኽ ዛንታ ቈልዑ’ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ናይ ኢድ ኣሳእል’ውን ነቲ ዛንታ ኣስንዮምዎ ይርከቡ።
240,00 kr
Description
ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን
The Judgment of the Wind: The Great Snake and the Farmer
ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ብናዝሬት ኣምለሶም ክፍለ
ስእሊ፡ ብኤርምያስ ዑቕበ
ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕድመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ንሓደ ካብ’ቶም ቋንቋታት ዘይመልኩ ቈልዑ፡ በቲ ካልኣይ ቋንቋ ተደጊፎም ነቲ ዛንታ ይርድኡዎን ነቲ ሓደ ቋንቋ ይለማመዱዎን።